User
Write something
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
ሰላም ኣባላት ዚኮ-ኣካደሚ ካኖን (Canon) ነታ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ዝጸናሕና፡ ካሜራ ንቪድዮ Canon EOS R6 V ብወግዒ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ካሜራ እዚኣ ብፍላይ ን (Content Creators) ተባሂላ ዝተሰርሐት ኮይና፡ ካብ ግንቦት 13, 2026 ጀሚራ ኣብ ዕዳጋ ትርከብ። ቀንዲ ነጥብታት - Video-Centric Design: - እቲ ዝዓበየ ቆላሕታኣ ኣብ ቪድዮ ኮይኑ፡ ንጹርን ብሉጽን ዝኾነ 4K/8K ቪድዮታት ብዘይ ምቑራጽ ክትቐርጽ ትኽእል። - Full-Frame Mirrorless: -ዓቢ ሴንሰር (Full-frame) ስለዘለዋ፡ ኣብ ዝኾነ ናይ ብርሃን ኩነታት (ምሸት ጸልማት ቦታ እውን ከይተረፈ) ብሉጽ ቪድዮ ትቀርጽ። - ዝተመሓየሸ ምንቕስቃስ ዘወግድ (ባላንስ ሲስተም) (Stabilization): ንቪድዮ ዝኸውን ዝተራቐቀ ናይ ምርጋእ ዓቕሚ ስለዘለዋ፡ ብዘይ ትራይፖድ ብኢድካ ሒዝካ ንምቕራጽ ምችእቲ እያ። - AI Autofocus: -ንሰባትን ምንቅስቓሳትን ብቕጽበት እተለልየሉ ብሉጽ ቴክኖሎጂ ኣለዋ። እዛ ካሜራ ንመን ትኸውን? (Target Audience) 1. ዩቱዩበራትን ቪሎገራትን (YouTubers & Vloggers): ንገዛእ ርእሶም ክቐርጹን ጽሬት ዘለዎ ቪድዮ ክሰርሑን ንዝደልዩ። 2. ሰራሕቲ ሓጸርቲ ፊልምታትን ዶክመንታሪን: እቲ ናይ ቪድዮ ዓቕማ ንፕሮፌሽናል ስራሕቲ ፊልም ዝበቅዕ እዩ። 3. ናይ ማሕበራዊ ሜድያ ኢንፍሉዌንሰራት (Social Media Influencers): ኣብ Instagram, TikTok ወይ YouTube ብሉጽ ጽሬት ዘለዎ ትሕዝቶ ንምፍጣር ዝጥቀሙላ። 4. ቪድዮ ዘቐድሙ ሰኣልቲ (Video-First Hybrid Shooters): ካብ ስእሊ ንላዕሊ ንቪድዮ ዝያዳ ትኹረት ንዝህቡ ሰኣልቲ ዝበለጸት መሳርሒ እያ። ብሓጺሩ እዛ Canon EOS R6 V "ፈጠርቲ ትሕዝቶ" (Content Creators) ዝተዳለወት፡ ንቪድዮ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እተሰጋግር ካሜራ እያ! ብ $2499 ቦዲ ጥራሕ ክንገዛ ንኽእል። ንምግዛእ ኣብዚ ጠውቅ፡ መግዚ ሊንክ ኣብ ኢርፓ PRE - ORDER
ሌላ ምስ ሓዳስ ካሜራ Canon EOS R6 V #2026
ንቪድዮን ዝጠቅም መብራህቲ (LED Light)
Nanlite FS-300Bንስእልን ንቪድዮን ዝጠቅም ሓያልን ዘመናውን ናይ ስቱድዮ መብራህቲ (LED Light) እዩ። ብፍላይ ንመርዓን ስቱድዮን ዝኸውን እኹል መብራህቲ እዩ። 1. ሕብሪ ክትቅይር ትኽእል (Bi-Color): ካብ ምዑቕ ብርሃን (ቢጫ - 2700K) ክሳብ ዝሑል ብርሃን (ጻዕዳ - 6500K) ከም ድሌትካ ክትቅይሮ ትኽእል እዩ። 2. ሓያል ብርሃን (High Output): 350W ሓይሊ ዘለዎ ኮይኑ፣ ንዓበይቲ ክፍልታትን ኣደራሻትን ብብቑዕ መገዲ ዘብርህ ዓቕሚ ኣለዎ። 3. ጽሬት ሕብሪ (Color Accuracy): ልዑል CRI (96) ስለዘለዎ፣ ሰባት ክስኣሉ ከለዉ ሕብሪ ቆርበቶም (Skin Tone) ኣዝዩ ባህርያዊ ኮይኑ ከም ዝወጽእ ይገብር። 4. ኩሉ-ኣብ-ሓደ (All-in-One Design): እቲ መቆጻጸሪ (Control box) ኣብቲ መብራህቲ ተጸንቢሩ ስለዝተሰርሐ፣ ተወሳኺ ገመድ ወይ ከቢድ ሳጹን ኣየድልዮን። 5. Bowens Mount: እቲ መብራህቲ "Bowens Mount" ስለዘለዎ፣ ዝኾነ ዓይነት ሶፍትቦክስ (Softbox) ወይ ጽላል (Umbrella) ብቐሊሉ ንምግጣም የኽእል። 6. ትሑት ድምጺ ፋን (Quiet Fan): ቪድዮ ክትቀርጽ ከለኻ ድምጺ መዝሓሊ (Fan) ምእንቲ ከይረብሸካ ኣዝዩ ትሕት ዝበለ እዩ። ተወሳኪ ንመርዓ ስለምንታይ ይምረጽ? - ባይ ከሎር ማለት 2 ሕብሪ ኣለዎ - እኩል ብርሃን 300W የመንጩ ዋጋኡ፦ ብገምጋም ካብ $300 ክሳብ $350 ይኸውን (ከምቲ ዝሽየጠሉ ቦታ ይፈላለ እዩ)።
6
0
ንቪድዮን ዝጠቅም  መብራህቲ (LED Light)
ብዙሓት ናይ መርዓ ቪድዮ ቀረጽቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
Sony A7 IV (እታ ኩሉ ዝጥቀመላ - All-rounder) - ንመርዓታት ዝበለጸት ጽሩይ ቪድዮ ትቀርጽ ካሜራ እያ። 33MP resolution ስለዘለዋ ንስእሊ ውን ብቅዕቲ ካሜራ ኢያ። - ኣዝዩ ቅልጡፍ ኣውቶፎካስ (Autofocus) ስለዘለዋ ምንቅስቃስ ዘለዎ ስእሊ ንምሓዝ ኣይተጸግምን። 2. Canon EOS R6 Mark II (ንቕልጣፈን ጽልምታን) - እታ ዝበለጸት ናይ ካኖን ንመርዓ ተባሂላ እትፍለጥ ካሜራ እያ። ኣብ ጸልማት ወይ መብራህቲ ኣብ ዘይብሉ ኣደራሻት ኣዝያ ጽቡቕ ቪድዮን ስእሊ ክትወስድ ትኽእል ። - ኣዝዩ ቅልጡፍ ናይ ምስኣል ዓቕሚ (40 fps) ስለ ዘለዋ ብቅልጡፍ ብዙሕ ስእሊ ንምስኣል ትሕግዝ። - Canon EOS R6 Mark III እውን ዝበለጽት ሓዳስ ሓፍታ ኢያ - ተወሳኺ - Sony A7 IV - ዋጋ ካብ $2,300 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ። - በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ። - Canon EOS R6 Mark II - ዋጋ ካብ $2,200 ክሳብ $2,500 ናይ ሓዳስ ሕጂ ብጣዕሚ ጎዲላ ኣላ። - በዚ ዋጋ እዚ እታ ዝበለጸት ምጥንቲ ክትገዝዋ እትኽእሉ ካሜራ ኢያ ።
3
0
ብዙሓት ናይ መርዓ ቪድዮ ቀረጽቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
ብዙሓት ናይ መርዓ ሰኣልቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
- እተን 2 ቀንዲ ንደረቅ ስእሊ ብሉጻን ካሜራ ኮይነን ወላ ዉን ን ቪድዮ ዝሓሻ ሃይብሪድ ካሜራ ኣብዚ ኣለዋ። 1- Sony A7R V (ንጽሬት ስእሊ - High Resolution) - ኣዝያ ንጽርትን ዓብን ስእሊ (61MP) እትስእል ። ንስእሊ መርዓን ዓበይቲ ፖስተራትን - ሓድሽ ተክኖሎጂ ስለዘለዋ ንዓይኒ ሰብን ምንቅስቃስን (ፎካሲን )ብጥንቃቄ ትከታተል። Canon EOS R5 (ንጽሬት ስእልን ቪድዮን) - ኣዝያ ንጽርትን ብ45MP resolution ዘለዎ። ንዓበይቲ ስእልታት (Portraits) ንምስኣል ዝትዳለወት ካመራ - 8K ቪድዮ ክትቀርጽ ትኽእል እያ፡ እዚ ድማ ንመርዓ ክሊፕን ዝኸውን ብሉጽ ጽሬት ቪድዮ እትስእል ሃይብሪድ ካሜራ ኢያ። ተወሳኺ 1. Sony A7R V - መብገሲ ዋጋ ካብ $3,500 ክሳብ $3,900 ሕጂ ግን ጎዲላ ኣላ ። - Canon EOS R5 - መብገሲ ዋጋ ካብ $2,900 ክሳብ $3,399 ሕጂድማ ብዓቢ ጎዲላ ኣላ ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ሓድሽ ሞዴል (R5 II) ስለዝወጸት።
4
0
ብዙሓት ናይ መርዓ ሰኣልቲ ፕሮፈሽናላት ዝጥቀሙለን 2 ካሜራታት
ዓይነታት ሃርድ ዲስክ (መክዘን ፋይላት)
Samsung T9 Photographer Professional video editor (4K/8K WD My Passport SSD Travel photographer/videographer using Lightroom/Photoshop . LaCie Rugged SSD For travel and work Best budget HDD Samsung T7 and SanDisk Extreme Portable SSD Need a fast and rugged drive
2
0
ዓይነታት ሃርድ ዲስክ (መክዘን ፋይላት)
1-30 of 31
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።